ዳንኤል 10:8-10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ሽዑ፡ በይነይ ተረፍኩ፣ ነዚ ዓብዪ ራእይ እዚ ምስ ረኣኹ ድማ፡ ሓይሊ ኣይተረፈንን፡ ግርማ ትርኢተይ ከኣ ሓደገኒ፡ ኵሉ ብርታዐይ እውን ጠፍአ።+ 9 ሽዑ፡ ደሃይ እቲ ዚዛረበኒ ሰማዕኩ፣ ኪዛረበኒ ኸሎ ምስ ሰማዕክዎ ግና፡ ከቢድ ድቃስ ወሲዱኒ ብገጸይ ናብ ምድሪ ወደቕኩ።+ 10 ሽዑ ግና፡ ኢድ ተንከየትኒ፡+ ብኣእዳወይን ብኣብራኸይን ክትንስእ ድማ ኣለዓዓለትኒ። ግብሪ ሃዋርያት 12:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 እንሆ ድማ፡ መልኣኽ የሆዋ* ኣብ ጥቓኡ ደው በለ፣+ ኣብታ ቤት ማእሰርቲ እውን ብርሃን በርሀ። ንጴጥሮስ ኣብ ጐድኑ ተንክዩ፡ “ቀልጢፍካ ተንስእ!” ኢሉ ኣተንስኦ። እቲ ሰንሰለት ከኣ ካብ ኣእዳዉ ወደቐ።+
8 ሽዑ፡ በይነይ ተረፍኩ፣ ነዚ ዓብዪ ራእይ እዚ ምስ ረኣኹ ድማ፡ ሓይሊ ኣይተረፈንን፡ ግርማ ትርኢተይ ከኣ ሓደገኒ፡ ኵሉ ብርታዐይ እውን ጠፍአ።+ 9 ሽዑ፡ ደሃይ እቲ ዚዛረበኒ ሰማዕኩ፣ ኪዛረበኒ ኸሎ ምስ ሰማዕክዎ ግና፡ ከቢድ ድቃስ ወሲዱኒ ብገጸይ ናብ ምድሪ ወደቕኩ።+ 10 ሽዑ ግና፡ ኢድ ተንከየትኒ፡+ ብኣእዳወይን ብኣብራኸይን ክትንስእ ድማ ኣለዓዓለትኒ።
7 እንሆ ድማ፡ መልኣኽ የሆዋ* ኣብ ጥቓኡ ደው በለ፣+ ኣብታ ቤት ማእሰርቲ እውን ብርሃን በርሀ። ንጴጥሮስ ኣብ ጐድኑ ተንክዩ፡ “ቀልጢፍካ ተንስእ!” ኢሉ ኣተንስኦ። እቲ ሰንሰለት ከኣ ካብ ኣእዳዉ ወደቐ።+