ምሳሌ 16:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 ትምክሕቲ ቕድሚ ውድቀት እያ፣መንፈስ ትዕቢት ከኣ ቅድሚ ምዕንቃፍ እዩ።+ ምሳሌ 27:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 27 መዓልቲ እትወልዶ ኣይትፈልጥን ኢኻ እሞ፡ብጽባሕ ኣይትመካሕ።+ መክብብ 7:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ካብ መጀመርታ ነገርሲ መወዳእታኡ ይሓይሽ። ዕቡይ ዝመንፈሱ ኻብ ምዃንሲ ዕጉስ ምዃን ይሓይሽ።+