2 ነገስት 13:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 “ነቲ ናብ ምብራቕ ዜብል መስኰት ክፈቶ” ኸኣ በሎ። ኤልሳእ ድማ፡ “ወርውር!” በሎ። ንሱ ኸኣ ወርወረ። ንሱ ድማ፡ “ናይ የሆዋ ፍላጻ ዓወት፡* ፍላጻ ዓወት ኣብ ልዕሊ* ሶርያ! ንሶርያ ኣብ ኣፌቅ+ ኽሳዕ እትውድኦም ክትወቕዖም* ኢኻ” በሎ።
17 “ነቲ ናብ ምብራቕ ዜብል መስኰት ክፈቶ” ኸኣ በሎ። ኤልሳእ ድማ፡ “ወርውር!” በሎ። ንሱ ኸኣ ወርወረ። ንሱ ድማ፡ “ናይ የሆዋ ፍላጻ ዓወት፡* ፍላጻ ዓወት ኣብ ልዕሊ* ሶርያ! ንሶርያ ኣብ ኣፌቅ+ ኽሳዕ እትውድኦም ክትወቕዖም* ኢኻ” በሎ።