እያሱ 19:17, 18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 እቲ ራብዓይ ዕጫ+ ንይሳኮር፡+ ንደቂ ይሳኮር በብዓሌቶም ወጸሎም። 18 ዶቦም ድማ እዚ እዩ፦ ይዝርኤል፡+ ኬሱሎት፡ ሹነም፡+