ሚክያስ 2:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 “እቶም ጕድኣት ዚሓስቡ፡ኣብ ዓራቶም እከይ ዚኣልሙ፡ ወይለኦም! ኣብ ኢዶም ሓይሊ ኣሎ እሞ፡ንግሆ ምስ በርሀ፡ ይገብርዎ።+ ሚክያስ 7:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ኣእዳዎም ንኽፉእ ተግባር ክኢላታት እየን፣+መስፍን ይግድድ፡ፈራዲ ዓስቢ ይደሊ፡+ምርኡይ ትምኒቱ* ይገልጽ፡+ብሓባር ኰይኖም ድማ ይዓይዩ።*