ዘጸኣት 20:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ብዘይካይ* ካልኦት ኣማልኽቲ ኣይሃልዉኻ።+ ዘጸኣት 34:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 የሆዋ ንበይኑ ተወፋይነት ብምድላዩ* ዚፍለጥ እዩ* እሞ፡ ንኻልእ ኣምላኽ ኣይትስገድ።+ እወ፡ ንሱ ንበይኑ ተወፋይነት ዚደሊ ኣምላኽ እዩ።+