-
2 ሳሙኤል 18:14መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
14 ሽዑ፡ ዮኣብ፡ “ምሳኻ ግዜ ኸጥፍእ ኣይደልን እየ” በለ። ሰለስተ መዝረቕ* ኣብ ኢዱ ወሲዱ ኸኣ፡ ኣቤሴሎም ብህይወት ኣብ ማእከል እቲ ዓብዪ ኦም ጠልጠል ኢሉ ኸሎ፡ ኣብ ልቡ ሸኸተን።