2 ሳሙኤል 2:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ኣብኔር+ ወዲ ኔር እቲ ሓለቓ ሰራዊት ሳኦል ግና፡ ንኢሽ-ቦሸት+ ወዲ ሳኦል ወሲዱ፡ ናብ ማሓናዪም+ ኣሳገሮ፣