ማቴዎስ 8:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 እንሆ ድማ፡ ሓደ ድዉይ መጺኡ፡ “ጐይታይ፡ እንተ ደሊኻስ፡ ከተንጽሃኒ ትኽእል ኢኻ” እናበለ ሰገደሉ።*+ ማቴዎስ 11:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ዕዉራት ይርእዩ፡+ ሓንካሳት ይኸዱ፡ ድዉያት ይነጽሁ፡+ ጸማማት ይሰምዑ፡ ምዉታት ይትንስኡ፡ ድኻታት ድማ ይብሰሩ ኣለዉ።+ ሉቃስ 4:27 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 27 ብግዜ ነብዪ ኤልሳእ እውን፡ ኣብ እስራኤል ብዙሓት ድዉያት ነይሮም እዮም፣ ግናኸ፡ ንእማን እቲ ሶርያዊ ጥራይ እምበር፡ ካባታቶምሲ ሓደ እኳ ኣይነጽሀን።”*+
27 ብግዜ ነብዪ ኤልሳእ እውን፡ ኣብ እስራኤል ብዙሓት ድዉያት ነይሮም እዮም፣ ግናኸ፡ ንእማን እቲ ሶርያዊ ጥራይ እምበር፡ ካባታቶምሲ ሓደ እኳ ኣይነጽሀን።”*+