-
ዘሌዋውያን 14:7መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
7 ኣብ ልዕሊ እቲ ኻብ ደዌኡ ዚነጽህ ድማ ሸውዓተ ሳዕ ይንጸጎ እሞ፡ ንጹህ ምዃኑ ይንገር፣ ነታ ህያው ዑፍ ከኣ ናብ መሮር ትኺድ ይሕደጋ።+
-
-
ዘሁልቍ 19:4መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
4 ካህን ኣልኣዛር ከኣ ካብ ደማ ብኣጻብዑ ወሲዱ፡ ናብ ሸነኽ ቕድሚት እቲ ድንኳን ምርኻብ፡ ደማ ብቐጥታ ሸውዓተ ሳዕ ይንጸግ።+
-