2 ነገስት 8:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ኣብ ሓምሸይቲ ዓመት ዮራም+ ወዲ ኣከኣብ ንጉስ እስራኤል፡ ዮሳፋጥ ኣብ ይሁዳ ነጊሱ ኸሎ፡ ዮራም+ ወዲ ዮሳፋጥ ንጉስ ይሁዳ ነገሰ።