ኤርምያስ 38:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 እቶም መሳፍንቲ ኸኣ ንንጉስ፡ “እዚ ሰብኣይ እዚ ኸምዚ ቓላት እዚ ኢሉ ብምዝራብ ንወኒ* እቶም ኣብዛ ኸተማ እዚኣ ተሪፎም ዘለዉ ተዋጋእትን ኵሎም እዞም ህዝብን የዳኽም ኣሎ እሞ፡ በጃኻ ግዳ ኣቕትሎ።+ እዚ ሰብኣይ እዝስ፡ ሰላም እዚ ህዝቢ እዚ ዘይኰነስ፡ መዓቱ እዩ ዚደሊ” በልዎ።
4 እቶም መሳፍንቲ ኸኣ ንንጉስ፡ “እዚ ሰብኣይ እዚ ኸምዚ ቓላት እዚ ኢሉ ብምዝራብ ንወኒ* እቶም ኣብዛ ኸተማ እዚኣ ተሪፎም ዘለዉ ተዋጋእትን ኵሎም እዞም ህዝብን የዳኽም ኣሎ እሞ፡ በጃኻ ግዳ ኣቕትሎ።+ እዚ ሰብኣይ እዝስ፡ ሰላም እዚ ህዝቢ እዚ ዘይኰነስ፡ መዓቱ እዩ ዚደሊ” በልዎ።