1 ነገስት 21:20, 21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 ኣከኣብ ከኣ ንኤልያስ፡ “ኣታ ጸላእየይ፡ ረኺብካኒዶ፧” በሎ።+ ንሱ ድማ ከምዚ ኢሉ መለሰሉ፦ “እወ ረኺበካ። ‘ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ኽፉእ ክትገብር ስለ ዝቘረጽካ፡*+ 21 እንሆ ኣነ መዓት አምጽኣልካ ኣለኹ፣ ስዒበ ክዅስትረካ እየ፡ ካብ ኣከኣብ ከኣ ተባዕታይ ዘበለ፡*+ እንተላይ ኣብ እስራኤል ዘሎ ረዳኢ ኣልቦን ድኹምን፡ ከጽንት እየ።+
20 ኣከኣብ ከኣ ንኤልያስ፡ “ኣታ ጸላእየይ፡ ረኺብካኒዶ፧” በሎ።+ ንሱ ድማ ከምዚ ኢሉ መለሰሉ፦ “እወ ረኺበካ። ‘ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ኽፉእ ክትገብር ስለ ዝቘረጽካ፡*+ 21 እንሆ ኣነ መዓት አምጽኣልካ ኣለኹ፣ ስዒበ ክዅስትረካ እየ፡ ካብ ኣከኣብ ከኣ ተባዕታይ ዘበለ፡*+ እንተላይ ኣብ እስራኤል ዘሎ ረዳኢ ኣልቦን ድኹምን፡ ከጽንት እየ።+