ዘሌዋውያን 20:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 “‘ምሳታቶም ብመንፈሳዊ መዳይ ኪምንዝር ኢሉ ናብ ጠየቕቲ መናፍስትን+ ናብ ጠንቈልትን+ ንዚምለስ ሰብ፡* ነቲ ሰብ* እቲ ብርግጽ ገጸይ ናብኡ ገይረ ኽጻረሮ፡ ካብ ህዝቡ ኸኣ ክምንቍሶ እየ።+ ዘዳግም 18:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ወዱ ወይ ጓሉ ብሓዊ ዜሕልፍ፡+ ወይ ዚጥንቍል፡+ ወይ ስሒር ዚገብር፡+ ወይ ፋል ዚደሊ፡+ ወይ ኣስማተኛ፡+ 1 ነገስት 18:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 ሕጂ ኸኣ ንዅሎም እስራኤልን ነቶም ኣብ መኣዲ ኢዛቤል ዚበልዑ 450 ነብያት በዓልን 400 ነብያት ዓንዲ ኣምልኾን*+ ልኢኽካ ኣብ ከረን ቀርሜሎስ+ ኣክበለይ” በሎ።
6 “‘ምሳታቶም ብመንፈሳዊ መዳይ ኪምንዝር ኢሉ ናብ ጠየቕቲ መናፍስትን+ ናብ ጠንቈልትን+ ንዚምለስ ሰብ፡* ነቲ ሰብ* እቲ ብርግጽ ገጸይ ናብኡ ገይረ ኽጻረሮ፡ ካብ ህዝቡ ኸኣ ክምንቍሶ እየ።+
19 ሕጂ ኸኣ ንዅሎም እስራኤልን ነቶም ኣብ መኣዲ ኢዛቤል ዚበልዑ 450 ነብያት በዓልን 400 ነብያት ዓንዲ ኣምልኾን*+ ልኢኽካ ኣብ ከረን ቀርሜሎስ+ ኣክበለይ” በሎ።