2 ነገስት 8:29 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 29 ንጉስ ዮራም ድማ ካብቲ ምስ ሓዛኤል ንጉስ ሶርያ ኺዋጋእ ከሎ ሶርያውያን ኣብ ራማ ዘቝሰልዎ ቝስሊ ኺሓዊ ናብ ይዝርኤል ተመልሰ።+ ኣሓዝያ ወዲ ዮራም ንጉስ ይሁዳ ኸኣ፡ ዮራም ወዲ ኣከኣብ ቈሲሉ* ስለ ዝነበረ፡ ንዕኡ ኺርእዮ ናብ ይዝርኤል ወረደ። 2 ዜና መዋእል 22:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ግናኸ፡ ኣሓዝያ ናብ ዮራም ምስ መጸ፡ ኣምላኽ ጥፍኣት ኣምጽኣሉ። ምስ መጸ ድማ፡ ምስ ዮራም ኰይኑ ነቲ ንቤት ኣከኣብ ኬጥፍኣ ኢሉ የሆዋ ዝቐብኦ የሁ+ ወዲ ወዱ ንኒምሺ* ኺረኽቦ ወጸ።
29 ንጉስ ዮራም ድማ ካብቲ ምስ ሓዛኤል ንጉስ ሶርያ ኺዋጋእ ከሎ ሶርያውያን ኣብ ራማ ዘቝሰልዎ ቝስሊ ኺሓዊ ናብ ይዝርኤል ተመልሰ።+ ኣሓዝያ ወዲ ዮራም ንጉስ ይሁዳ ኸኣ፡ ዮራም ወዲ ኣከኣብ ቈሲሉ* ስለ ዝነበረ፡ ንዕኡ ኺርእዮ ናብ ይዝርኤል ወረደ።
7 ግናኸ፡ ኣሓዝያ ናብ ዮራም ምስ መጸ፡ ኣምላኽ ጥፍኣት ኣምጽኣሉ። ምስ መጸ ድማ፡ ምስ ዮራም ኰይኑ ነቲ ንቤት ኣከኣብ ኬጥፍኣ ኢሉ የሆዋ ዝቐብኦ የሁ+ ወዲ ወዱ ንኒምሺ* ኺረኽቦ ወጸ።