1 ነገስት 17:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ሓደ ኻብቶም ነበርቲ ጊልዓድ+ ዝነበረ ኤልያስ*+ ቲሽባዊ ንኣከኣብ፡ “ከምቲ እቲ ኣነ ዘገልግሎ* የሆዋ ኣምላኽ እስራኤል ህያው ዝዀነ፡ በዘን ዓመታት እዚአን ብቓለይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኣውሊ ዀነ ዝናም ኣይኪኸውንን እዩ” በሎ።+ 1 ነገስት 18:36 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 36 በታ ናይ ምሸት መስዋእቲ እኽሊ ዚቐርበላ ግዜ፡+ ነብዪ ኤልያስ ቀሪቡ ኸምዚ በለ፦ “ኦ የሆዋ፡ ኣምላኽ ኣብርሃምን+ ይስሃቅን+ እስራኤልን፡ ንስኻ ኣብ እስራኤል ኣምላኽ ከም ዝዀንካ፡ ኣነ ኸኣ ጊልያኻ ኸም ዝዀንኩ፡ ኵሉ እዚ ነገር እዚ እውን ብቓልካ ኸም ዝገበርክዎ፡ ሎሚ ኣፍልጥ።+
17 ሓደ ኻብቶም ነበርቲ ጊልዓድ+ ዝነበረ ኤልያስ*+ ቲሽባዊ ንኣከኣብ፡ “ከምቲ እቲ ኣነ ዘገልግሎ* የሆዋ ኣምላኽ እስራኤል ህያው ዝዀነ፡ በዘን ዓመታት እዚአን ብቓለይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኣውሊ ዀነ ዝናም ኣይኪኸውንን እዩ” በሎ።+
36 በታ ናይ ምሸት መስዋእቲ እኽሊ ዚቐርበላ ግዜ፡+ ነብዪ ኤልያስ ቀሪቡ ኸምዚ በለ፦ “ኦ የሆዋ፡ ኣምላኽ ኣብርሃምን+ ይስሃቅን+ እስራኤልን፡ ንስኻ ኣብ እስራኤል ኣምላኽ ከም ዝዀንካ፡ ኣነ ኸኣ ጊልያኻ ኸም ዝዀንኩ፡ ኵሉ እዚ ነገር እዚ እውን ብቓልካ ኸም ዝገበርክዎ፡ ሎሚ ኣፍልጥ።+