ዘዳግም 12:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 መሰውኢታቶም ኣፍርሱ፡ ሓወልትታት ኣምልኾኦም ሰባብሩ፡+ ኣዕኑድ ኣምልኾኦም* ብሓዊ ኣንድዱ፡ ቅሩጽ ምስልታት ኣማልኽቶም ቍረጹ፡+ ስማቶም ድማ ካብቲ ቦታ እቲ ኣጥፍኡ።+
3 መሰውኢታቶም ኣፍርሱ፡ ሓወልትታት ኣምልኾኦም ሰባብሩ፡+ ኣዕኑድ ኣምልኾኦም* ብሓዊ ኣንድዱ፡ ቅሩጽ ምስልታት ኣማልኽቶም ቍረጹ፡+ ስማቶም ድማ ካብቲ ቦታ እቲ ኣጥፍኡ።+