2 ዜና መዋእል 25:11, 12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ኣማስያ ድማ ተቢዑ ንሰራዊቱ ናብ ስንጭሮ ጨው መርሖ፣+ ካብ ደቂ ሰዒር ከኣ 10,000 ቀተለ።+ 12 እቶም ሰብ ይሁዳ ድማ ን10,000 ብህይወቶም ከለዉ ሓዝዎም። ናብ ርእሲ ሓደ ኸውሒ ኣደይቦም ከኣ፡ ካብ ርእሲ እቲ ኸውሒ ኣጽደፍዎም፣ ኵላቶም ድማ ተሓምሸሹ።
11 ኣማስያ ድማ ተቢዑ ንሰራዊቱ ናብ ስንጭሮ ጨው መርሖ፣+ ካብ ደቂ ሰዒር ከኣ 10,000 ቀተለ።+ 12 እቶም ሰብ ይሁዳ ድማ ን10,000 ብህይወቶም ከለዉ ሓዝዎም። ናብ ርእሲ ሓደ ኸውሒ ኣደይቦም ከኣ፡ ካብ ርእሲ እቲ ኸውሒ ኣጽደፍዎም፣ ኵላቶም ድማ ተሓምሸሹ።