2 ዜና መዋእል 26:4, 5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ንሱ ኸምቲ ኣቦኡ ኣማስያ ዝገበሮ፡ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ቕኑዕ ይገብር ነበረ።+ 5 ብዘመን እቲ ነቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ኪፈርሆ ዚምህሮ ዝነበረ ዘካርያስ ድማ፡ ንኣምላኽ ይደልዮ ነበረ። ኣብቲ ንየሆዋ ዚደልየሉ ዝነበረ እዋን፡ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ የቕንዓሉ ነበረ።+
4 ንሱ ኸምቲ ኣቦኡ ኣማስያ ዝገበሮ፡ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ቕኑዕ ይገብር ነበረ።+ 5 ብዘመን እቲ ነቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ኪፈርሆ ዚምህሮ ዝነበረ ዘካርያስ ድማ፡ ንኣምላኽ ይደልዮ ነበረ። ኣብቲ ንየሆዋ ዚደልየሉ ዝነበረ እዋን፡ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ የቕንዓሉ ነበረ።+