2 ነገስት 12:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 ዮኣስ ንጉስ ይሁዳ ኸኣ ኵሉ እቲ እቶም ነገስታት ይሁዳ ዝነበሩ ኣቦታቱ ዮሳፋጥን ዮራምን ኣሓዝያን ዝቐደስዎ ቕዱስ መባእን ንሱ ዝቐደሶ ቕዱስ መባእን ኵሉ ኣብ መዛግብቲ ቤት የሆዋን ቤት* ንጉስን እተረኽበ ወርቅን ወሲዱ ንሓዛኤል ንጉስ ሶርያ ሰደደሉ።+ ንሱ ድማ ካብ የሩሳሌም ኣንሰሓበ። 2 ነገስት 16:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ኣሓዝ ድማ ነቲ ኣብ ቤት የሆዋን ኣብ መዛግብቲ ቤት* ንጉስን እተረኽበ ብሩርን ወርቅን ወሲዱ፡ ንንጉስ ኣሶር ጉቦ ሰደደሉ።+
18 ዮኣስ ንጉስ ይሁዳ ኸኣ ኵሉ እቲ እቶም ነገስታት ይሁዳ ዝነበሩ ኣቦታቱ ዮሳፋጥን ዮራምን ኣሓዝያን ዝቐደስዎ ቕዱስ መባእን ንሱ ዝቐደሶ ቕዱስ መባእን ኵሉ ኣብ መዛግብቲ ቤት የሆዋን ቤት* ንጉስን እተረኽበ ወርቅን ወሲዱ ንሓዛኤል ንጉስ ሶርያ ሰደደሉ።+ ንሱ ድማ ካብ የሩሳሌም ኣንሰሓበ።