2 ነገስት 15:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ምናሔም ወዲ ጋዲ ኸኣ ካብ ቲርጻ+ ናብ ሰማርያ ደዪቡ፡ ንሻሉም+ ወዲ ያቤሽ ኣብ ሰማርያ ወቒዑ ቐተሎ፡ ኣብ ክንዳኡ እውን ነገሰ።