እያሱ 20:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ስለዚ፡ ኣብ ገሊላ ኣብ ኣኽራን ንፍታሌም ንቀደሽ፡+ ኣብ ኣኽራን ኤፍሬም ንሴኬም፡+ ኣብ ኣኽራን ይሁዳ ኸኣ ንቂርያት-ኣርባዕ፡+ ንሳ ድማ ኬብሮን፡ ቀደሱ።* እያሱ 20:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ብዘይፍላጥ ሰብ* ዝቐተለ ዘበለ ናባታተን ኪሃድም፡ ኣብ ቅድሚ ኣኼባ ንፍርዲ ኸይቈመ ኸኣ ብኢድ ፈዳይ ደም ከይመውትሲ፡ እተን ንዅሎም እስራኤላውያንን ኣብ መንጎኦም ንዚነብሩ ጓኖትን እተመደባ ኸተማታት እዚኣተን እየን።+
9 ብዘይፍላጥ ሰብ* ዝቐተለ ዘበለ ናባታተን ኪሃድም፡ ኣብ ቅድሚ ኣኼባ ንፍርዲ ኸይቈመ ኸኣ ብኢድ ፈዳይ ደም ከይመውትሲ፡ እተን ንዅሎም እስራኤላውያንን ኣብ መንጎኦም ንዚነብሩ ጓኖትን እተመደባ ኸተማታት እዚኣተን እየን።+