ዘሁልቍ 33:52 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 52 ንዅሎም ነበርቲ እታ ምድሪ ኻብ ቅድሜኹም ስጐጕዎም፣ ኵሉ ቕሩጽ ኣእማኖምን+ ኵሉ ፍሱስ ምስልታቶምን+ ኣዕንዉ፣ ኵሉ እቲ ዜምልኹሉ በረኽትታት ድማ ኣፍርሱ።+
52 ንዅሎም ነበርቲ እታ ምድሪ ኻብ ቅድሜኹም ስጐጕዎም፣ ኵሉ ቕሩጽ ኣእማኖምን+ ኵሉ ፍሱስ ምስልታቶምን+ ኣዕንዉ፣ ኵሉ እቲ ዜምልኹሉ በረኽትታት ድማ ኣፍርሱ።+