-
ዘዳግም 12:30መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
30 ካብ ቅድሜኻ ምስ ጠፍኡ ኣብ መጻወድያ ኸይትኣቱ ተጠንቀቕ። ብዛዕባ ኣማልኽቶም፡ ‘እዞም ኣህዛብ እዚኦም ከመይ ገይሮም ንኣማልኽቶም የገልግሉ ነይሮም፧ ኣነ እውን ከምኡ ኽገብር እየ’ ኢልካ ኸይትሓትት ተጠንቀቕ።+