2 ሳሙኤል 8:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ኣብ ኤዶም ከኣ ዝዓረደ ሰራዊት ኣንበረ። ኣብ ኵላ ኤዶም ዝዓረደ ሰራዊት ኣንበረ፣ ኵሎም ኤዶማውያን ድማ ገላዉ ዳዊት ኰኑ።+ የሆዋ ኸኣ ንዳዊት ኣብ ዝኸዶ ዘበለ ዓወት* ሃቦ።+
14 ኣብ ኤዶም ከኣ ዝዓረደ ሰራዊት ኣንበረ። ኣብ ኵላ ኤዶም ዝዓረደ ሰራዊት ኣንበረ፣ ኵሎም ኤዶማውያን ድማ ገላዉ ዳዊት ኰኑ።+ የሆዋ ኸኣ ንዳዊት ኣብ ዝኸዶ ዘበለ ዓወት* ሃቦ።+