2 ዜና መዋእል 28:24 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 24 ኣሓዝ ድማ ንኣቕሑ ቤት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ኣከቦ፣ ድሕሪኡ፡ ንኣቕሑ ቤት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ቈራረጾ፡+ መዓጹ ቤት የሆዋ ዓጸዎ፡+ ኣብ ኵሉ መኣዝን የሩሳሌም ከኣ ንርእሱ መሰውኢታት ገበረ። 2 ዜና መዋእል 29:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 ኵሉ እቲ ንጉስ ኣሓዝ ብግዜ ንግስናኡ ኺጠልም ከሎ ዝደርበዮ ኣቕሑ፡+ ኣዳሊናዮን ቀዲስናዮን ኣለና፣+ ኣብ ቅድሚ መሰውኢ የሆዋ ድማ ኣሎ።”
24 ኣሓዝ ድማ ንኣቕሑ ቤት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ኣከቦ፣ ድሕሪኡ፡ ንኣቕሑ ቤት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ቈራረጾ፡+ መዓጹ ቤት የሆዋ ዓጸዎ፡+ ኣብ ኵሉ መኣዝን የሩሳሌም ከኣ ንርእሱ መሰውኢታት ገበረ።