ሆሴእ 4:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ህዝበይ ሰኣን ፍልጠት ስቕ ኪብል* እዩ። ፍልጠት ስለ ዝኣበኻ፡+ካህን ከይትዀነኒ ኽኣብየካ እየ፣ሕጊ* ኣምላኽካ ስለ ዝረሳዕካ ድማ፡+ኣነ እውን ንደቅኻ ኽርስዖም እየ።
6 ህዝበይ ሰኣን ፍልጠት ስቕ ኪብል* እዩ። ፍልጠት ስለ ዝኣበኻ፡+ካህን ከይትዀነኒ ኽኣብየካ እየ፣ሕጊ* ኣምላኽካ ስለ ዝረሳዕካ ድማ፡+ኣነ እውን ንደቅኻ ኽርስዖም እየ።