ዘዳግም 18:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ወዱ ወይ ጓሉ ብሓዊ ዜሕልፍ፡+ ወይ ዚጥንቍል፡+ ወይ ስሒር ዚገብር፡+ ወይ ፋል ዚደሊ፡+ ወይ ኣስማተኛ፡+ ሚክያስ 5:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ንእትገብሮ* ኣስማት መወዳእታ ኽገብረሉ እየ፣ስሒር ዚገብር ከኣ ኣብ መንጎኻ ኣይኪተርፍን እዩ።+