ዘፍጥረት 32:28 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 28 ንሱ ኸኣ፡ “ምስ ኣምላኽን ምስ ሰብን ተቓሊስካ፡+ ኣሕሚቕካ ኢኻ እሞ፡ ደጊም ስምካ እስራኤል* ደኣ እምበር፡ ያእቆብ ኣይብሃልን” በሎ።+