-
ዘዳግም 10:20መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
20 “ንየሆዋ ኣምላኽካ ፍርሃዮ፡ ንዕኡ ኣገልግሎ፡+ ናብኡ ኸኣ ልገብ፡ ብስሙ ድማ ምሓል።
-
-
እያሱ 23:8መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
8 ከምዚ ኽሳዕ እዛ መዓልቲ እዚኣ ዝገበርኩምዎ ደኣ፡ ናብ የሆዋ ኣምላኽኩም ልገቡ።+
-