2 ነገስት 17:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ኣብ ታሽዐይቲ ዓመት ሆሼዓ፡ ንጉስ ኣሶር ንሰማርያ ሓዛ።+ ንህዝቢ እስራኤል ድማ ናብ ኣሶር ማሪኹ፡+ ኣብ ሓላሕን ኣብ ሓቦር ኣብ ፈለግ ጎዛንን+ ኣብ ከተማታት ሜዶናውያንን ኣቐመጦም።+ 1 ዜና መዋእል 5:26 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 26 ኣምላኽ እስራኤል ድማ ንመንፈስ ጱል ንጉስ ኣሶር፡+ (ንሱ ቲልጋት-ጲልነሰር+ ንጉስ ኣሶር) ኣለዓዓሎ፣ ንሱ ኸኣ ነቶም ካብ ሮቤላውያንን ጋዳውያንን ፍርቂ ነገድ ምናሴን ዘበሉ ማሪኹ ወሰዶም፡ ናብቲ ኽሳዕ እዛ መዓልቲ እዚኣ ዘለውዎ ሓላሕን ሓቦርን ሃራእን ፈለግ ጎዛን ድማ ኣምጽኦም።+
6 ኣብ ታሽዐይቲ ዓመት ሆሼዓ፡ ንጉስ ኣሶር ንሰማርያ ሓዛ።+ ንህዝቢ እስራኤል ድማ ናብ ኣሶር ማሪኹ፡+ ኣብ ሓላሕን ኣብ ሓቦር ኣብ ፈለግ ጎዛንን+ ኣብ ከተማታት ሜዶናውያንን ኣቐመጦም።+
26 ኣምላኽ እስራኤል ድማ ንመንፈስ ጱል ንጉስ ኣሶር፡+ (ንሱ ቲልጋት-ጲልነሰር+ ንጉስ ኣሶር) ኣለዓዓሎ፣ ንሱ ኸኣ ነቶም ካብ ሮቤላውያንን ጋዳውያንን ፍርቂ ነገድ ምናሴን ዘበሉ ማሪኹ ወሰዶም፡ ናብቲ ኽሳዕ እዛ መዓልቲ እዚኣ ዘለውዎ ሓላሕን ሓቦርን ሃራእን ፈለግ ጎዛን ድማ ኣምጽኦም።+