ኢሳይያስ 36:2, 3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ሽዑ፡ ንጉስ ኣሶር ንራብሳቀ*+ ምስ ብዙሕ ሰራዊት ገይሩ ኻብ ላኪሽ+ ናብቲ ኣብ የሩሳሌም ዝነበረ ንጉስ ህዝቅያስ ሰደዶ። ኣብ ጥቓ እቲ ኣብ ጐደና ግራት ሓጻባይ+ ዘሎ መትረብ ላዕለዋይ ሓጽቢ+ ድማ ቈሙ። 3 ሽዑ፡ እቲ ኣብ ልዕሊ እቲ ቤተ ሰብ* ሓላፍነት እተዋህቦ ኤልያቂም+ ወዲ ሒልቅያን ሸብና+ እቲ ጸሓፍን ዮኣሕ ወዲ ኣሳፍ እቲ መዝጋብን ናብኡ ወጹ።
2 ሽዑ፡ ንጉስ ኣሶር ንራብሳቀ*+ ምስ ብዙሕ ሰራዊት ገይሩ ኻብ ላኪሽ+ ናብቲ ኣብ የሩሳሌም ዝነበረ ንጉስ ህዝቅያስ ሰደዶ። ኣብ ጥቓ እቲ ኣብ ጐደና ግራት ሓጻባይ+ ዘሎ መትረብ ላዕለዋይ ሓጽቢ+ ድማ ቈሙ። 3 ሽዑ፡ እቲ ኣብ ልዕሊ እቲ ቤተ ሰብ* ሓላፍነት እተዋህቦ ኤልያቂም+ ወዲ ሒልቅያን ሸብና+ እቲ ጸሓፍን ዮኣሕ ወዲ ኣሳፍ እቲ መዝጋብን ናብኡ ወጹ።