1 ነገስት 18:46 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 46 ኢድ የሆዋ ግና ኣብ ልዕሊ ኤልያስ ኰነት፣ ክዳኑ ናብ ሕቘኡ ሰብሲቡ* ኸኣ፡ ክሳብ ይዝርኤል ቀቅድሚ ኣከኣብ ጐየየ። ህዝቅኤል 1:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ቃል የሆዋ ናብ ህዝቅኤል* ወዲ ቡዚ እቲ ኻህን፡ ኣብ ጥቓ ፈለግ ኬባር፡ ኣብ ምድሪ ከለዳውያን መጸ።+ ኣብኡ ኸኣ ኢድ የሆዋ ኣብ ልዕሊኡ መጸት።+ ግብሪ ሃዋርያት 11:21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 21 ኢድ የሆዋ* ኸኣ ምሳታቶም ነበረት፣ ብዙሕ ዝቝጽሮም ድማ ኣሚኖም ናብ ጐይታ ተመልሱ።+