ኢሳይያስ 1:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 1 ኢሳይያስ*+ ወዲ ኣሞጽ ብዘመን ዑዝያን+ ዮታምን+ ኣሓዝን+ ህዝቅያስን፡+ ነገስታት ይሁዳ፡+ ብዛዕባ ይሁዳን የሩሳሌምን ዝረኣዮ ራእይ፦