2 ዜና መዋእል 16:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ኣዒንቲ የሆዋስ፡ ስለ እቶም ልቦም ምሉእ ብምሉእ ናብኡ* ዝዀነ ብርታዐኡ* ምእንቲ ኼርኢ፡ ኣብ ብዘላ ምድሪ እየን ዚዞራ።+ ኣብዝስ ዕሽነት ኢኻ ዝገበርካ፣ ካብ ሕጂ ጀሚሩ ውግእ ኪልዓለካ እዩ።”+ ዳንኤል 9:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 ኦ ኣምላኸይ፡ እዝንኻ ኣድንን እሞ ስማዕ! ኣዒንትኻ ቛሕ ኣብል እሞ ንሕናን እታ ብስምካ እትጽዋዕ ዝነበረት ከተማን ዓኒና ኸም ዘለና ርአ። ስለቲ ዓብዪ ምሕረትካ እምበር፡ ስለ ጽድቅና ኣይኰንናን እንልምነካ ዘለና።+
9 ኣዒንቲ የሆዋስ፡ ስለ እቶም ልቦም ምሉእ ብምሉእ ናብኡ* ዝዀነ ብርታዐኡ* ምእንቲ ኼርኢ፡ ኣብ ብዘላ ምድሪ እየን ዚዞራ።+ ኣብዝስ ዕሽነት ኢኻ ዝገበርካ፣ ካብ ሕጂ ጀሚሩ ውግእ ኪልዓለካ እዩ።”+
18 ኦ ኣምላኸይ፡ እዝንኻ ኣድንን እሞ ስማዕ! ኣዒንትኻ ቛሕ ኣብል እሞ ንሕናን እታ ብስምካ እትጽዋዕ ዝነበረት ከተማን ዓኒና ኸም ዘለና ርአ። ስለቲ ዓብዪ ምሕረትካ እምበር፡ ስለ ጽድቅና ኣይኰንናን እንልምነካ ዘለና።+