ኢሳይያስ 41:29 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 29 እንሆ፡ ኵላቶም ናይ ሓሶት* እዮም። ግብርታቶም ገለ እኳ ኣይኰነን። ፍሱስ ምስሎም ንፋስን ብላሽን እዩ።+