2 ዜና መዋእል 32:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ንሱ እውን ንየሆዋ ኣምላኽ እስራኤል ኪጸርፎን+ ኣንጻሩ ኺዛረብንሲ፡ “ከምቲ ኣማልኽቲ ኣህዛብ ሃገራት ንህዝቦም ካብ ኢደይ ኬናግፉ ዘይከኣሉ፡+ ከምኡ ኸኣ ኣምላኽ ህዝቅያስ ንህዝቡ ኻብ ኢደይ ኣይኬናግፎን እዩ” ኢሉ ደብዳበታት ጸሓፈ።+ ኢሳይያስ 10:10, 11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ንመንግስትታት እቶም ከንቱ ኣማልኽቲ፡ነተን ቅሩጽ ምስልታተን ካብ ናይ የሩሳሌምን ናይ ሰማርያን ዚበዝሑ፡ ኢደይ ሒዛተን!+ 11 ከምቲ ንሰማርያን ንኸንቱ ኣማልኽታን ዝገበርክዎ፡ንየሩሳሌምን ንጣኦታታን እውን ከምኡዶ ኣይክገብርን እየ፧’+
17 ንሱ እውን ንየሆዋ ኣምላኽ እስራኤል ኪጸርፎን+ ኣንጻሩ ኺዛረብንሲ፡ “ከምቲ ኣማልኽቲ ኣህዛብ ሃገራት ንህዝቦም ካብ ኢደይ ኬናግፉ ዘይከኣሉ፡+ ከምኡ ኸኣ ኣምላኽ ህዝቅያስ ንህዝቡ ኻብ ኢደይ ኣይኬናግፎን እዩ” ኢሉ ደብዳበታት ጸሓፈ።+
10 ንመንግስትታት እቶም ከንቱ ኣማልኽቲ፡ነተን ቅሩጽ ምስልታተን ካብ ናይ የሩሳሌምን ናይ ሰማርያን ዚበዝሑ፡ ኢደይ ሒዛተን!+ 11 ከምቲ ንሰማርያን ንኸንቱ ኣማልኽታን ዝገበርክዎ፡ንየሩሳሌምን ንጣኦታታን እውን ከምኡዶ ኣይክገብርን እየ፧’+