ምሳሌ 5:21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 21 ጐደናታት ሰብሲ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ እየን፣ንዅለን መገድታቱ ኸኣ ይምርምረን።+ እብራውያን 4:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ኵሉ ኣብ ቅድሚ ዓይኒ እቲ ጸብጻብ እንህቦ ቕሉዕን ግሁድን እዩ እምበር፡+ ኣብ ቅድሚኡ ዚሕባእ ፍጥረት የልቦን።+