-
መዝሙር 46:6መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
6 ኣህዛብ ረቢሾም፡ መንግስትታት ተገልቢጠን፣
ድምጹ ዓው ምስ ኣበለ ኸኣ፡ ምድሪ መኺኻ፣+
-
ኢሳይያስ 10:5መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
5 “ኣየ! እቲ ኣሶራዊ፡+
እቲ ቝጥዓይ ዝገልጸሉ ሻቦጥን+
እቲ ኣብ ኢዱ ዘሎ በትሪ ዅነኔይን፡
-
ኢሳይያስ 10:15መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
15 ፋስሲ ኣብ ልዕሊ እቲ ብእኡ ዚቘርጽዶ ልዕል ይብል እዩ፧
መጋዝከ ኣብ ልዕሊ እቲ ብእኡ ዚምግዝዶ ልዕል ይብል እዩ፧
ሻቦጥሲ+ ነቲ ዜልዕሎዶ ኼወዛውዞ ይኽእል እዩ፧
በትሪኸ ነቲ ብዕንጨይቲ ዘይተገብረዶ ኼልዕሎ ይኽእል እዩ፧
-
-
-
-
-