2 ዜና መዋእል 32:24 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 24 በተን መዓልትታት እቲአን፡ ህዝቅያስ ናብ ሞት ክሳዕ ዚቐርብ ሓመመ፣ ናብ የሆዋ ምስ ጸለየ ድማ፡+ ንሱ መለሰሉ፡ ምልክት* እውን ሃቦ።+