ዘዳግም 7:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 “የሆዋ ኣምላኽካ ናብታ ኽትርስተያ እትኣትዋ ምድሪ ምስ ኣእተወካ፡+ ካብ ቅድሜኻ ብዙሓት ኣህዛብ፡ ሔታውያንን ጊርጋሳውያንን ኣሞራውያንን+ ከነኣናውያንን ፈረዛውያንን ሒዋውያንን ይቡሳውያንን+ ዚብሃሉ ኻባኻ ዚበዝሑን ዚሕይሉን ሸውዓተ ኣህዛብ፡+ ኬወግድ እዩ።+
7 “የሆዋ ኣምላኽካ ናብታ ኽትርስተያ እትኣትዋ ምድሪ ምስ ኣእተወካ፡+ ካብ ቅድሜኻ ብዙሓት ኣህዛብ፡ ሔታውያንን ጊርጋሳውያንን ኣሞራውያንን+ ከነኣናውያንን ፈረዛውያንን ሒዋውያንን ይቡሳውያንን+ ዚብሃሉ ኻባኻ ዚበዝሑን ዚሕይሉን ሸውዓተ ኣህዛብ፡+ ኬወግድ እዩ።+