እያሱ 5:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ካብ ፍረ እታ ምድሪ ምስ በልዑ፡ ንጽብሒቱ ማና ኣቋረጸ፣ እስራኤላውያን በታ ዓመት እቲኣ ኻብ እቶት ምድሪ ከነኣን በልዑ እምበር፡+ ደጊምሲ ማና ኣይበልዑን።+ 1 ነገስት 17:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 የሆዋ ኣምላኽ እስራኤልሲ ኸምዚ ይብል፦ ‘ክሳዕ እታ የሆዋ ኣብ ልዕሊ ገጽ ምድሪ ዝናም ዜዝንመላ መዓልቲ፡ እቲ ሓርጭ ካብቲ ዕትሮ ኣይኪውዳእን፡ እቲ ዘይቲ እውን ካብቲ መቐርሰሚቶ ኣይኪሕንኰዅን እዩ።’”+
12 ካብ ፍረ እታ ምድሪ ምስ በልዑ፡ ንጽብሒቱ ማና ኣቋረጸ፣ እስራኤላውያን በታ ዓመት እቲኣ ኻብ እቶት ምድሪ ከነኣን በልዑ እምበር፡+ ደጊምሲ ማና ኣይበልዑን።+
14 የሆዋ ኣምላኽ እስራኤልሲ ኸምዚ ይብል፦ ‘ክሳዕ እታ የሆዋ ኣብ ልዕሊ ገጽ ምድሪ ዝናም ዜዝንመላ መዓልቲ፡ እቲ ሓርጭ ካብቲ ዕትሮ ኣይኪውዳእን፡ እቲ ዘይቲ እውን ካብቲ መቐርሰሚቶ ኣይኪሕንኰዅን እዩ።’”+