ኤርምያስ 7:31 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 31 ኣነ ዘይኣዘዝክዎን ኣብ ልበይ* ከቶ ዘይመጸንሲ፡ ኣወዳቶምን ኣዋልዶምን ብሓዊ ምእንቲ ኼንድዱ፡+ ኣብ ስንጭሮ ወዲ ሂኖም፡*+ በረኽቲ ቶፌት ሰሪሖም።’+