1 ነገስት 7:27 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 27 ዓሰርተ ዓረብያ* ነሓሲ ድማ ገበረ።+ ሓሓደ ዓረብያ ኣርባዕተ እመት ዝንውሓቱን ኣርባዕተ እመት ዝግፍሑን ሰለስተ እመት ዝቝመቱን ነበረ።