1 ነገስት 18:46 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 46 ኢድ የሆዋ ግና ኣብ ልዕሊ ኤልያስ ኰነት፣ ክዳኑ ናብ ሕቘኡ ሰብሲቡ* ኸኣ፡ ክሳብ ይዝርኤል ቀቅድሚ ኣከኣብ ጐየየ።