2 ዜና መዋእል 20:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ከምዚ በለ፦ “ኦ የሆዋ ኣምላኽ ኣቦታትና፡ ኣብ ሰማያት ኣምላኽ ዝዀንካ ንስኻ ደይኰንካን፧+ ኣብ ልዕሊ ዅለን መንግስትታት ኣህዛብ እትገዝእከ ንስኻ ደይኰንካን፧+ ሓይልን ብርታዐን ኣብ ኢድካ እዩ፡ ኪቃወመካ ዚኽእል እውን የልቦን።+
6 ከምዚ በለ፦ “ኦ የሆዋ ኣምላኽ ኣቦታትና፡ ኣብ ሰማያት ኣምላኽ ዝዀንካ ንስኻ ደይኰንካን፧+ ኣብ ልዕሊ ዅለን መንግስትታት ኣህዛብ እትገዝእከ ንስኻ ደይኰንካን፧+ ሓይልን ብርታዐን ኣብ ኢድካ እዩ፡ ኪቃወመካ ዚኽእል እውን የልቦን።+