1 ዜና መዋእል 22:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 እንሆ፡ ኣነ ብኽንደይ መከራ ንቤት የሆዋ ዚኸውን 100,000 ታለንት* ወርቅን 1,000,000 ታለንት ብሩርን፡ ከምኡ ድማ ካብ ምብዛሑ እተላዕለ ኺምዘን ዘይከኣል ነሓስን ሓጺንን ኣዳልየ ኣለኹ፣+ ኣዕጫውን ኣእማንን እውን ኣዳልየ ኣለኹ፣+ ንስኻ ኸኣ ክትውስኸሉ ኢኻ።
14 እንሆ፡ ኣነ ብኽንደይ መከራ ንቤት የሆዋ ዚኸውን 100,000 ታለንት* ወርቅን 1,000,000 ታለንት ብሩርን፡ ከምኡ ድማ ካብ ምብዛሑ እተላዕለ ኺምዘን ዘይከኣል ነሓስን ሓጺንን ኣዳልየ ኣለኹ፣+ ኣዕጫውን ኣእማንን እውን ኣዳልየ ኣለኹ፣+ ንስኻ ኸኣ ክትውስኸሉ ኢኻ።