2 ሳሙኤል 7:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ንጉስ ንነብዪ ናታን፡+ “እንሆ፡ ኣነ ኣብ ቤት ቄድሮስ እነብር ኣለኹ፡+ ታቦት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ግና ኣብ ማእከል ዓለባታት ድንኳን ተቐሚጡ ኣሎ” በሎ።+ 2 ሳሙኤል 12:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 የሆዋ ድማ ንናታን+ ናብ ዳዊት ለኣኾ። ንሱ ኸኣ ናብኡ መጺኡ+ ኸምዚ በሎ፦ “ኣብ ሓንቲ ኸተማ ኽልተ ሰብኡት ነበሩ፣ እቲ ሓደ ሃብታም፡ እቲ ሓደ ድማ ድኻ።
2 ንጉስ ንነብዪ ናታን፡+ “እንሆ፡ ኣነ ኣብ ቤት ቄድሮስ እነብር ኣለኹ፡+ ታቦት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ግና ኣብ ማእከል ዓለባታት ድንኳን ተቐሚጡ ኣሎ” በሎ።+
12 የሆዋ ድማ ንናታን+ ናብ ዳዊት ለኣኾ። ንሱ ኸኣ ናብኡ መጺኡ+ ኸምዚ በሎ፦ “ኣብ ሓንቲ ኸተማ ኽልተ ሰብኡት ነበሩ፣ እቲ ሓደ ሃብታም፡ እቲ ሓደ ድማ ድኻ።