-
1 ዜና መዋእል 21:9, 10መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
9 የሆዋ ኸኣ ንጋድ+ እቲ ናይ ዳዊት ብዓል ራእይ ከምዚ ኢሉ ተዛረቦ፦ 10 “ኪድ እሞ ንዳዊት ከምዚ በሎ፦ ‘የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ “ሰለስተ ኣማራጺ እህበካ ኣለኹ። ኣብ ልዕሌኻ ኸምጽኦስ፡ ሓዲኡ ሕረ።”’”