2 ዜና መዋእል 24:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 24 ዮኣስ ኪነግስ ከሎ፡ ወዲ ሸውዓተ ዓመት ነበረ፣+ ኣብ የሩሳሌም ከኣ 40 ዓመት ነገሰ። ስም ኣዲኡ ጺብያ እዩ፣ ንሳ ኻብ ብኤር-ሸባዕ እያ።+